SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ትግራይ ዝጣየሽ መገዲ ኣየር 'ኖርዝስታር' ኣስታት 3.8 ቢልዮን ብር ከም ዝስለዐሉ ኣጣየሽቱ ተዛሪቦም፡፡ (Ethio-News)

Homeland
Source: AP

ኣውስትራልያ ኢትዮጵያ ንዝወጠነቶ ጥጡሕ ባይታ ምህዞ ከም ትድግፍ ኣፍሊጣ፡፡ ብ4 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ቅድሚ ክልተ ዓመት ክህነፅ ዝተወጠነ ዝተዋደደ ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ባዕኸር ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ክዛዘም ተባሂሉ ዛጊድብ ሰንኪዋ ሕዲበጀት ኣይተዛዘመን ተባሂሉ። ኣብ ትግራይ ዝጣየሽ መገዲ ኣየር 'ኖርዝስታር' ኣስታት 3.8 ቢልዮን ብር ከም ዝስለዐሉ ኣጣየሽቱ ተዛሪቦም፡፡ ፖለቲከኛ በቀለ ገርባ ኣብ ጉዳይ ምዕፃው ፅርግያ መስመር ኣዲስ ኣበባ ወልድያ መቐለ ንሰብ መዚ መንግስቲ ፌዴራልን ክልል ኣምሓራን ነቒፎም ፡፡

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣውስትራልያ ኢትዮጵያ ንዝወጠነቶ ጥጡሕ ባይታ ምህዞ ከም ትድግፍ ኣፍሊጣ፡፡ ብ4 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ቅድሚ ክልተ ዓመት ክህነፅ ዝተወጠነ ዝተዋደደ ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ባዕኸር ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ክዛዘም ተባሂሉ ዛጊድብ ሰንኪዋ ሕዲበጀት ኣይተዛዘመን ተባሂሉ። ኣብ ትግራይ ዝጣየሽ መገዲ ኣየር 'ኖርዝስታር' ኣስታት 3.8 ቢልዮን ብር ከም ዝስለዐሉ ኣጣየሽቱ ተዛሪቦም፡፡ ፖለቲከኛ በቀለ ገርባ ኣብ ጉዳይ ምዕፃው ፅርግያ መስመር ኣዲስ ኣበባ ወልድያ መቐለ ንሰብ መዚ መንግስቲ ፌዴራልን ክልል ኣምሓራን ነቒፎም ፡፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now