ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ጋምቤላን ገአ ከባቢታት ክልል ኣምሓራን ተላዒሉ ብዘሎ ጎንጺ ኣዋጅ እቶ እቶ ተኣዊጁ።

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣብ ኢጣልያ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ጋምቤላ ጎንጺ ከም ዝተወልዐ ተገሊጹ። ነቲ ጎንጺ ንምክልኻል መንግስቲ እቲ ክልል ኣዋጅ እቶ ከም ዝኣወጀ ውን ተሓቢሩ። ኣምባሳደር ቱርኪ በርክ ባራን ምስ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ዘትዮም፡፡ ምርጫ ኤጲስቆጶሳት ትግራይ ቀኖና ቤተክርስትያን ዝጠሓሰ'ዩ ክብል ጉባኤ ቤትፅሕፈት ቤት ክህነት ኢትዮጵያ ገሊፁ።
Share