SKIP TO MAIN CONTENT

ጸብጻብ ካብ ኢትዮጵያ

Homeland
Source: SBS Tigrinya

ዩኒቨርሲቲ ዓዲ ግራት ብ30 ሚልየን ብር ዘህነፆ ሆስፒታል ኣመሪቑ:: ብካልእ ወገን እቲ ዩኒቨርሲቲ 62 ከምህሮም ዝፀንሐ ተምሃሮ ሕክምና ሳይንስ ንፈለማ እዋን ኣመሪቑ ኣሎ። ኣብ እዋን ኲናት ኢትዮ ኤርትራ ተዓፊኖም ዝተወስዱ ተወለድቲ ኢሮብ ትግራይ ደሃዮም ንምፍላጥ ይስራሓሉ ከምዘሎ ተፈሊጡ። ኣብ መንጎ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ውጥጥ ጉዳይ ወሰን ንምፍትሕ ኮሚሽን ተጣይሱ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዩኒቨርሲቲ ዓዲ ግራት ብ30 ሚልየን ብር ዘህነፆ ሆስፒታል ኣመሪቑ:: ብካልእ ወገን እቲ ዩኒቨርሲቲ 62 ከምህሮም ዝፀንሐ ተምሃሮ ሕክምና ሳይንስ ንፈለማ እዋን ኣመሪቑ ኣሎ። ኣብ እዋን ኲናት ኢትዮ ኤርትራ ተዓፊኖም ዝተወስዱ ተወለድቲ ኢሮብ ትግራይ ደሃዮም ንምፍላጥ ይስራሓሉ ከምዘሎ ተፈሊጡ። ኣብ መንጎ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ውጥጥ ጉዳይ ወሰን ንምፍትሕ ኮሚሽን ተጣይሱ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now