ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ጎንደር ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ፋኖ ስጉምቲ ከም ዝወሰደ ኣፍሊጡ።

Radio telescopes - Tigrinya.jpg

ልኡኽና ካብ ዝለኣኸልና ጸብጻብ ኣርእስታት፦ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ጎንደር ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ፋኖ ስጉምቲ ከም ዝወሰደ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝቐጸለ ብዛዕባ ግድብ ህዳሰ ዝምልከት ንኽልተ መዓልታት ዝቐጸለ ድርድር ብዘይ ፍረ ተዛዚሙ። ኣብ ኢትዮጵያ ተሓታትነት ክረጋገጽ ሕብረት ኣውሮጳ ጸዊዑ። ኣብ ኣስመራ “ሓያል ጻዕሪ ንምርግጋጽ ብቑዕን ውሑስን ቀረብ ዘርኢ ስርናይን ዕፉንን” ብዝብል ቴማ፡ ሃገራዊ ዋዕላ ስርናይን ዕፉንን፡ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ምክልኻል ኣሜሪካ ምስ ፕረዚደንት ሶማል ኣብ ጁቡቲ ተመያይጡ። ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ፡ ሃገራት ኣውሮጳ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝያዳ ተጻዋርነት ከርእያ ጸዊዖም።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ጎንደር ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ፋኖ ስጉምቲ ከም ዝወሰደ ኣፍሊጡ። | SBS Tigrinya