SKIP TO MAIN CONTENT

ኣመንቲ ኦርተደክሳዊት ተዋህዶ ሃይማኖት ኣብ ጎንደር ሰልፊ ተቓውሞ ኣካይዶም (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

Homeland
Source: Tsegay Kinfe

ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድን ፕረሲደንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴን ወይ ይቕሬታ ክሓቱ ወይ ከኣ ብወለንታኦም ካብ መዝነቶም ክወርዱ ምክትል ኮንግረስ ፌዴራሊስት ኦሮሞ ኣይተ በቀለ ገርባ ሓቲቶም። 10.8 ኪሎግራም ዝምዘን መዐወኒ እፅ ኣብ ዓለምለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኢት፣ ቦሌ ኣዲስ ኣበባ ከም ዝተትሓዘ ተገሊጹ። ውድብ ኢዜማ ብተቓውሞ ዝተዓብለለ መድረኽ ኣብ መቐለ ኣቃኒዑ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድን ፕረሲደንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴን ወይ ይቕሬታ ክሓቱ ወይ ከኣ ብወለንታኦም ካብ መዝነቶም ክወርዱ ምክትል ኮንግረስ ፌዴራሊስት ኦሮሞ ኣይተ በቀለ ገርባ ሓቲቶም። 10.8 ኪሎግራም ዝምዘን መዐወኒ እፅ ኣብ ዓለምለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኢት፣ ቦሌ ኣዲስ ኣበባ ከም ዝተትሓዘ ተገሊጹ። ውድብ ኢዜማ ብተቓውሞ ዝተዓብለለ መድረኽ ኣብ መቐለ ኣቃኒዑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now