SKIP TO MAIN CONTENT

"ሰራዊት ትግራይ ንወተሃደራዊ ስርሒታት ኣገደስቲ ዝኾና ክልተ ከተማታት ብምቁጽጻር ንደሴን ኮምበልቻን ኣብ ትሕቲ ናይ መድፍዕ ርሕቀት ኣእትዩወን'ሎ"ጌታቸው ረዳ

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ውድብ ሕቡራት ሃገራት: ኣብ መቐለ ብዝተፈጸመ ደብዳብ ነፈርቲ ፤ ህጻናትን ደቂኣንስትዮን ዝርከቡዎም ሲቪላት ግዳያት ከም ዝኾኑ ኣፍሊጡ። ብኤርትራዊ ዝውነን ትካል ጉጅለ Constructionንን ልምዓትን $8,000 ዶላር ዝግመት ቦንድ ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ዓዲጉ ተባሂሉ። ኣብ ክልል ኦሮምያ ኣብ ዞባታት ምብራቕ ወለጋን ሆሮ ጉድሩን፡ ዘሎ መጥቃዕቲ ናብ ማሕበረሰባዊ ጎንጺ ከይላባዕ ሓይልታት ፀጥታ ክዋፈሩሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ሓቲቱ። ሰራዊት ትግራይ ንወተሃደራዊ ስርሒታት ኣገደስቲ ዝኾና ክልተ ከተማታት ብምቁጽጻር "ንደሴን ኮምበልቻን ኣብ ትሕቲ ናይ መድፍዕ ርሕቀት ኣእትዩወን'ሎ" ክብል ወሃቢ ቃል ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ ገሊጹ።

Published

Presented by Stringer

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ውድብ ሕቡራት ሃገራት: ኣብ መቐለ ብዝተፈጸመ ደብዳብ ነፈርቲ ፤ ህጻናትን ደቂኣንስትዮን ዝርከቡዎም ሲቪላት ግዳያት ከም ዝኾኑ ኣፍሊጡ። ብኤርትራዊ ዝውነን ትካል ጉጅለ Constructionንን ልምዓትን $8,000 ዶላር ዝግመት ቦንድ ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ዓዲጉ ተባሂሉ። ኣብ ክልል ኦሮምያ ኣብ ዞባታት ምብራቕ ወለጋን ሆሮ ጉድሩን፡ ዘሎ መጥቃዕቲ ናብ ማሕበረሰባዊ ጎንጺ ከይላባዕ ሓይልታት ፀጥታ ክዋፈሩሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ሓቲቱ። ሰራዊት ትግራይ ንወተሃደራዊ ስርሒታት ኣገደስቲ ዝኾና ክልተ ከተማታት ብምቁጽጻር "ንደሴን ኮምበልቻን ኣብ ትሕቲ ናይ መድፍዕ ርሕቀት ኣእትዩወን'ሎ" ክብል ወሃቢ ቃል ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ ገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now