Source: Tig Tvኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ብውልቀ ሃብታም ዝተሰርሐ 16 ኪ.ሜ ፅርግያ ተመሪቑ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሰብ ዝቐተሉ፣ 1.2 ሚልዮን ሰብ ካብ መረበቱ ዘመዛበሊ፣ 2.2 ቢልዮን ብር ዝግመት ንብረት ዘብረሱ ተጠርጠርቲ ካብ ፍርቂ ዝዛይዱ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ኣይተቐየዱን ተባሂሉ። መራኽብ ኢትዮጵያ ካብ ኤርትራ ናብ ሃገራት ቻይናን ህንድን ብዝጀመርኦ ግልጋሎት ምጉዓዝ ዛጊድ ልዕሊ 35,000 ቶን ዚንክ ከም ዘብፅሓ ተሓቢሩ።
ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ብውልቀ ሃብታም ዝተሰርሐ 16 ኪ.ሜ ፅርግያ ተመሪቑ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሰብ ዝቐተሉ፣ 1.2 ሚልዮን ሰብ ካብ መረበቱ ዘመዛበሊ፣ 2.2 ቢልዮን ብር ዝግመት ንብረት ዘብረሱ ተጠርጠርቲ ካብ ፍርቂ ዝዛይዱ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ኣይተቐየዱን ተባሂሉ። መራኽብ ኢትዮጵያ ካብ ኤርትራ ናብ ሃገራት ቻይናን ህንድን ብዝጀመርኦ ግልጋሎት ምጉዓዝ ዛጊድ ልዕሊ 35,000 ቶን ዚንክ ከም ዘብፅሓ ተሓቢሩ።