SKIP TO MAIN CONTENT

“ህዝቢ ትግራይ ስምዒት ናይ ምንጻል ስምዒት ይስምዖ’ሎ።" ንብዙሓት ዘዛርብ ዘሎ ቃለ መሕትት ም/ርእሰ ምም. ትግራይ ደብረ ጽዮን ገ/ሚካኤል ( ዶ/ር)

Homeland
Source: Ethiopian Government

ሓጸርቲ ዜናታት ካብ ኢትዮጵያ፡ “ህዝቢ ትግራይ ስምዒት ናይ ምንጻል ስምዒት ይስምዖ’ሎ።" ንብዙሓት ዘዛርብ ዘሎ ቃለ መሕትት ም/ርእሰ ምም. ትግራይ ደብረ ጽዮን ገ/ሚካኤል ( ዶ/ር) ብልዕሊ 5 ቢልዮን ብር ዝተሃንጸ 220 ኪሎ ሜትር ኣስፋልት ፅርግያ ድሬዳዋ ኣብ እዋኑ ተዛዚሙ ተመሪቑ። ፋብሪካታት ስሚንቶ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ዋሕዲ ጸዓት ኤሌክትሪክ 50% ፍርያተን ከም ዝነከየ ይገልጻ። ትግራይ ልዕሊ ዝኾነ እዋን ንኢንቨስትመንት ትጥለብ ከም ዘላ ቢሮ ኢንዱስትሪ ን ልምዓት ከተማን ትግራይ ን ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ይገልጹ። ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተኸስተ ሕማም ኮሌራ 16 ሰባት ሞይቶም ካልኦት ልዕሊ 600 ሓሚሞም።

Published

By Tsegay Kinfe

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓጸርቲ ዜናታት ካብ ኢትዮጵያ፡ “ህዝቢ ትግራይ ስምዒት ናይ ምንጻል ስምዒት ይስምዖ’ሎ።" ንብዙሓት ዘዛርብ ዘሎ ቃለ መሕትት ም/ርእሰ ምም. ትግራይ ደብረ ጽዮን ገ/ሚካኤል ( ዶ/ር) ብልዕሊ 5 ቢልዮን ብር ዝተሃንጸ 220 ኪሎ ሜትር ኣስፋልት ፅርግያ ድሬዳዋ ኣብ እዋኑ ተዛዚሙ ተመሪቑ። ፋብሪካታት ስሚንቶ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ዋሕዲ ጸዓት ኤሌክትሪክ 50% ፍርያተን ከም ዝነከየ ይገልጻ። ትግራይ ልዕሊ ዝኾነ እዋን ንኢንቨስትመንት ትጥለብ ከም ዘላ ቢሮ ኢንዱስትሪ ን ልምዓት ከተማን ትግራይ ን ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ይገልጹ። ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተኸስተ ሕማም ኮሌራ 16 ሰባት ሞይቶም ካልኦት ልዕሊ 600 ሓሚሞም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now