SKIP TO MAIN CONTENT

በዓል ኢሬቻ ድሕሪ 120 ዓመታት ኣብ ኣዲስ አበባ ክጽምበል ምቅርራባት ይግበር ኣሎ። (ካብ ጸብጻባት ልኡኽና)

Homeland
Source: OMN

Homeland Report መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝወጠኖ መደብ ምሻጥ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ካብ ምሁራት ተቓውሞ ገጢምዎ። ዓሚ ኣብ ዩኒቨርሲታት ኢትዮጵያ ናዕቢ ዘለዓዓሉ መማህራንን ተምሃሮን ስጉምቲ ተወሲዱዎም ተባሂሉ። ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኡን መጥቃዕቲ ክፍጸሙ ሓሲቦም ዝተብሃሉ ዕጡቓት ኣይ ኤስ ን ኣልሸባብን ብሓገዝ ካልኦት ሃገራት ከም ዝተትሓዙ ሃገራዊ ኣገልግሎት ድሕነት መረዳእታን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። በዓል ኢሬቻ ድሕሪ 120 ዓመታት ኣብ ኣዲስ አበባ ክጽምበል ምቅርራባት ይግበር ኣሎ። (ካብ ጸብጻባት ልኡኽና)

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

Homeland Report መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝወጠኖ መደብ ምሻጥ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ካብ ምሁራት ተቓውሞ ገጢምዎ። ዓሚ ኣብ ዩኒቨርሲታት ኢትዮጵያ ናዕቢ ዘለዓዓሉ መማህራንን ተምሃሮን ስጉምቲ ተወሲዱዎም ተባሂሉ። ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኡን መጥቃዕቲ ክፍጸሙ ሓሲቦም ዝተብሃሉ ዕጡቓት ኣይ ኤስ ን ኣልሸባብን ብሓገዝ ካልኦት ሃገራት ከም ዝተትሓዙ ሃገራዊ ኣገልግሎት ድሕነት መረዳእታን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። በዓል ኢሬቻ ድሕሪ 120 ዓመታት ኣብ ኣዲስ አበባ ክጽምበል ምቅርራባት ይግበር ኣሎ። (ካብ ጸብጻባት ልኡኽና)

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now