SKIP TO MAIN CONTENT

ንልምዓት ትግራይ ዝኸውን ኣብ ውሽጢ 4ተ ሰዓታት 516 ሚልዮን ብር ተዋጺኡ::

Homeland Report
Source: Supplied

ትማሊ ኣብ መቐለ፡ ንልምዓት ትግራይ ዝኸውን 250 ሚልዮን ብር ክውህለል ተወጢኑ ዝነበረ መደብ ምውህላል ገንዘብ፡ ኣብ ውሽጢ 4ተ ሰዓታት 516 ሚልዮን ብር ከም ዝተዋህለለ ኣተሓበበርቲ እቲ መድረኽ ገሊጾም። ነዚ ዝምልከት ልኡኽና ካብ ኢትዮጵያ ዝለኣኾ ጸብጻብ እዩ።

Published

By Tsegay Kinfe

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ትማሊ ኣብ መቐለ፡ ንልምዓት ትግራይ ዝኸውን 250 ሚልዮን ብር ክውህለል ተወጢኑ ዝነበረ መደብ ምውህላል ገንዘብ፡ ኣብ ውሽጢ 4ተ ሰዓታት 516 ሚልዮን ብር ከም ዝተዋህለለ ኣተሓበበርቲ እቲ መድረኽ ገሊጾም። ነዚ ዝምልከት ልኡኽና ካብ ኢትዮጵያ ዝለኣኾ ጸብጻብ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now