ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ዝተሰጎጉ ኤርትራውያን ተዳጉኖም ከም ዘለዉ ተገሊጹ።

ኣርእስታት ጸብጻብ ፦ ፕረዚደንት ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ኣብ ኣሜሪካ ዝተዳለወ ፌስቲቫል ዳያስፖራ ንዝቐረቡ ሕቶታት መብርሂ ሂቦም። ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ዝተሰጎጉ ኤርትራውያን ተዳጉኖም ከም ዘለዉ ተገሊጹ። መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ትግራይ 6 ኤጲስ ቆጶሳት ሸይሙ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተላዕለ ተቓውሞ ማሕበራዊን ቁጠባዊን ተጽዕኖ ምሕዳሩ ኣመሓዳሪ'ቲ ክልል ገሊጾም።
Share