SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ክልላት ኣሞሓራን ትግራይን ሰባት ብጥሜት ይሞቱ ከም ዘለዉ ተገሊጹ።

Radio telescopes - Tigrinya.jpg

ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ዝሓዘ እዩ። ብኲናት ዝዓነዋ ፋብሪካታት ትግራይ ተሃኒፀን ዳግም ናብ ስራሕ ምእታዉ ወፍሪ ከም ዝተጀመረ ተገሊጹ። ተቓወምቲ ፖለቲካ ትግራይ ንመሪሕነት ናይቲ ክልል ነቒፎም። ኣብ ክልላት ኣሞሓራን ትግራይን ሰባት ብጥሜት ይሞቱ ከም ዘለዉ ተገሊጹ። ብመኪና ሰራዊት ኢትዮጵያ ክሰግሩ ዝፈተኑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ቀይዲ ከም ዝኣተዉ ተሰሚዑ ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 50 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ቀይዲ ከም ዝኣተዉ ተሰሚዑ። ኣብ ካናዳ ተወሰኽቲ 10 ኤርትራውያን ተኣሲሮም። ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ን ኣዲስ ኣበባ ፊንፊኔ ኢሉ ብምጽውዑ ደገፍን ተቓውሞን ገጢሙዎ።

Published

Presented by Tsegay Kinfe

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ዝሓዘ እዩ። ብኲናት ዝዓነዋ ፋብሪካታት ትግራይ ተሃኒፀን ዳግም ናብ ስራሕ ምእታዉ ወፍሪ ከም ዝተጀመረ ተገሊጹ። ተቓወምቲ ፖለቲካ ትግራይ ንመሪሕነት ናይቲ ክልል ነቒፎም። ኣብ ክልላት ኣሞሓራን ትግራይን ሰባት ብጥሜት ይሞቱ ከም ዘለዉ ተገሊጹ። ብመኪና ሰራዊት ኢትዮጵያ ክሰግሩ ዝፈተኑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ቀይዲ ከም ዝኣተዉ ተሰሚዑ ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 50 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ቀይዲ ከም ዝኣተዉ ተሰሚዑ። ኣብ ካናዳ ተወሰኽቲ 10 ኤርትራውያን ተኣሲሮም። ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ን ኣዲስ ኣበባ ፊንፊኔ ኢሉ ብምጽውዑ ደገፍን ተቓውሞን ገጢሙዎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now