Source: Getty Imagesሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ኣምባሳደራ ንምምይይጥ ስሒባ። ዋጋ ዶላር ኣብ ኢትዮጵያ ብ5 ዕጽፊ ወሲኹ ተባሂሉ። ትካላት ጥዕና ኢትዮጵያ ብውጉኣት ኩናት ከም ዘዕለቕለቓ ተገሊጹ። ኣብ ምዕራብ ትግራይ መቕተልቲን ምድጓንን ተጋሩ ገዲዱ ከም ዘሎ ተገሊጹ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና።
ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ኣምባሳደራ ንምምይይጥ ስሒባ። ዋጋ ዶላር ኣብ ኢትዮጵያ ብ5 ዕጽፊ ወሲኹ ተባሂሉ። ትካላት ጥዕና ኢትዮጵያ ብውጉኣት ኩናት ከም ዘዕለቕለቓ ተገሊጹ። ኣብ ምዕራብ ትግራይ መቕተልቲን ምድጓንን ተጋሩ ገዲዱ ከም ዘሎ ተገሊጹ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና።