SKIP TO MAIN CONTENT

“ተጻብኦ ትግራይን ማእከላይ መ/ኢትዮጵያን ብሕብረት ኣፍሪካ ክፍታሕ ምሕሳብ 'ግርህነት' እዩ ፥ እቲ ሕብረት ሻራዊ እዩ ድማ ኢልዎ።” ኣቶ ጌታቸው ረዳ

Homeland News
Source: Getty Images

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኡጋንዳን ሩዋንዳን ወግዓዊ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። ልዕሊ 500 ስደተኛታት ኣብ ደሴት ላምፐዱስያ ካብ ምጥሓል ከም ዝደሓኑ ተሰሚዑ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ከቕርበልና እዩ።

Published

Presented by Stringer

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኡጋንዳን ሩዋንዳን ወግዓዊ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። ልዕሊ 500 ስደተኛታት ኣብ ደሴት ላምፐዱስያ ካብ ምጥሓል ከም ዝደሓኑ ተሰሚዑ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ከቕርበልና እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now