ዴሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ህዝብታት ደቡብ ኢትዮጵያ ላዕለዎት ሰብ መዚ ክልተ ዞባታት ክልል ደቡብ ምስ ኣመሓደርቲ ከተማ ሃዋሳ ኣጊዱ ናይ ሓሙሽተ መዓልታት ልዝብ የቃንዕ። ኢትዮዽያ ክብረወሰን ዓለም ዘወንን መደብ ምትካል 200 ሚልዮን ፈልሲታት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ተሳልጥ። ካልኣይ ምዕራፍ ጉባኤ ምሁራን ትግራይ ኣብ 14 ዓውድታት ዝተሸንሸነ መድረኽ ከፊቱ። ትግራይ ንሚእቲ ዓመታት ትእምተሉ ፍኖተ ካርታ’ውን ክሕንፅፅ እዩ ተባሂሉ። ዝብሉን ካልኦት’ውን
Share






