24 ሰዓት ክሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዘተኣማምን ብቕዓት ዘሐሉ ዓቕሚ ምፍጣጡ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ገሊጹ።

ፖለቲካዊ ውድብ ሃገራዊ ጉባኤ ዓፋር ኤርትራ ግዝኣታዊ መሰል ዓፋር ኤርትራ ክሕሎ ፀዊዑ። ሓደ በዓል ሃፍቲ ትግራዋይ በዓል ሃብቲ ኣብ ሸውዓተ ዞባታት ትግራይ 7 ኣብያተ ትምህርቲ ንምህናፅ ስምምዕነት ሰነድ ተፈሪሙ። ልዕሊ 30 ሽሕ ህፃናት ትግራይ ካብ ስድርኦም ተፈልዮም ኣብ ፀገም ከም ዝርከቡ ተገሊጹ። ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ወርሒ መስከረም ሃገራዊ መጠን ዝቕባበ ዋጋ 28.3 ሚእታዊት ምዃኑ ተገሊጹ።
Share