SKIP TO MAIN CONTENT

ሓጸርቲ ጸብጻብ ካብ ኢትዮጵያ

Homeland news
Source: Tsegay Kinfe

ብቐዳም ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ሞንጎ ዕጡቓትን ኦሮሞን ኣምሓራን ዝተወልዐ ግጭት ልዕሊ 4 ሰባት ዝቐዘፈ ጎንፂ ቀፂሉ፡፡ ካብ ኢትዮጵያ ናብ ጅቡቲ ኣብ ጉዕዞ እንከሎ መስመር ስሒቱ ዝተገምጠለ ባቡር ኢትዮጵያ ጉርሒ ዝተፈፀመ ከም ዝኾነ ሓደ ሰራሕተኛ ባቡር ምድሪ ኢትዮጵያ ን ገሊፁ፡፡ መዓልቲ ኣዴታት ኣብ ከተማ መቐለ ተኸቢሩ።

Published

Updated

By Tsegay Kinfe

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብቐዳም ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ሞንጎ ዕጡቓትን ኦሮሞን ኣምሓራን ዝተወልዐ ግጭት ልዕሊ 4 ሰባት ዝቐዘፈ ጎንፂ ቀፂሉ፡፡ ካብ ኢትዮጵያ ናብ ጅቡቲ ኣብ ጉዕዞ እንከሎ መስመር ስሒቱ ዝተገምጠለ ባቡር ኢትዮጵያ ጉርሒ ዝተፈፀመ ከም ዝኾነ ሓደ ሰራሕተኛ ባቡር ምድሪ ኢትዮጵያ ን ገሊፁ፡፡ መዓልቲ ኣዴታት ኣብ ከተማ መቐለ ተኸቢሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now