SKIP TO MAIN CONTENT

ጸብጻብ ካብ ኢትዮጵያ

Homeland
Source: AU

ሕብረት ኣፍሪካ ፕረዝደንት ኣብዱልፋታሕ ኣልሲሲ ሊቀ መንበሩ ገይሩ፡፡ ዋና ዳይሬክተር ትካል ጥዕና ዓለም ዶ.ር ቴዎድሮስ ኣድሓኖም ትካል ጥዕና ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ከም ዘሐይሎ ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድበ ሕቡራት ሃገራትን ምስ ቢልየነር ቢል ጌትስን ዘትዮም፡፡ ጉዕዞ ዝኽሪ መስዋእቲ ጅነራል ራእሲ ኣሉላ ኣባ ነጋ ትማሊ ካብ ቤተ መንግስቲ ንጉሥ ፅዮን ንጉሰ ነገሰ ነገስት ዘኢትዮጵያ ሃፀይ ዮሓንስ ፬ይ ተበጊሱ ናብ ዓድዋ መቓብር ራእሲ ኣሉላ ይቕፅል ኣሎ፡፡ዝብሉን ካልኦትን ዝሓዘ ጸብጻብ ሉእኽና፡

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሕብረት ኣፍሪካ ፕረዝደንት ኣብዱልፋታሕ ኣልሲሲ ሊቀ መንበሩ ገይሩ፡፡ ዋና ዳይሬክተር ትካል ጥዕና ዓለም ዶ.ር ቴዎድሮስ ኣድሓኖም ትካል ጥዕና ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ከም ዘሐይሎ ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድበ ሕቡራት ሃገራትን ምስ ቢልየነር ቢል ጌትስን ዘትዮም፡፡ ጉዕዞ ዝኽሪ መስዋእቲ ጅነራል ራእሲ ኣሉላ ኣባ ነጋ ትማሊ ካብ ቤተ መንግስቲ ንጉሥ ፅዮን ንጉሰ ነገሰ ነገስት ዘኢትዮጵያ ሃፀይ ዮሓንስ ፬ይ ተበጊሱ ናብ ዓድዋ መቓብር ራእሲ ኣሉላ ይቕፅል ኣሎ፡፡ዝብሉን ካልኦትን ዝሓዘ ጸብጻብ ሉእኽና፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now