Source: Eritreaመንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት መረጻ እንተዘይጌሩ መንግስቲ ክልል ትግራይ ካል እ ኣማራጺ ክወስድ ምዃኑ ጋዜጣ ወይን ኣፍሊጡ፡፤ ኣብ ኤርትራ ብሓደ ኣህጉራዊ ገባር ሰናይ ናይ ዓይኒ ሕክምና ይግበር ኣሎ። ኣብ ደቡብ ክልል ሲዳማ ክልል ክኸውን ኣብ ዝግበር ረፈረንደም ንምስታፍ ዝተመዝገበ ብዝሒ ህዝቢ ል ዕሊ ትጽቢት ከምዝኾነ ተፈሊጡ፡፤ ኣንጻር ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነት ኢትዮጵያ ዝነበረ ጌታቸው ኣሰፋ ንምኽሳስ 30 መሰኻኽር ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ምስክርነቶም ክህቡ ተጸዊዖም፡፤
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት መረጻ እንተዘይጌሩ መንግስቲ ክልል ትግራይ ካል እ ኣማራጺ ክወስድ ምዃኑ ጋዜጣ ወይን ኣፍሊጡ፡፤ ኣብ ኤርትራ ብሓደ ኣህጉራዊ ገባር ሰናይ ናይ ዓይኒ ሕክምና ይግበር ኣሎ። ኣብ ደቡብ ክልል ሲዳማ ክልል ክኸውን ኣብ ዝግበር ረፈረንደም ንምስታፍ ዝተመዝገበ ብዝሒ ህዝቢ ል ዕሊ ትጽቢት ከምዝኾነ ተፈሊጡ፡፤ ኣንጻር ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነት ኢትዮጵያ ዝነበረ ጌታቸው ኣሰፋ ንምኽሳስ 30 መሰኻኽር ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ምስክርነቶም ክህቡ ተጸዊዖም፡፤