SKIP TO MAIN CONTENT

“ነቶም ጀነራላት ቀቲሉ ዝተባህለ ሰብ ብህይወት ኣሎ።” ጸብጻብ ካብ ኢትዮጵያ

Etsiopia
Source: Ethiopian Government

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኡን ብዙሓት ሰባት ብሓይልታት ጸጥታ ይእሰሩ ከምዘለዉ: ካብ ቤት ምኽሪ ሰብ ሕድሪ ኣዲስ ኣበባ ፡ ከምኡውን ናይ ኢሳት ረዲዮን ተለቪዥንን ናይ ቋንቋ ኦሮምኛ ጋዜጠኛ ዝርከብዎምን ካልኦትን ምስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈጥረ ኩነታት ብዝተሓሓዝ ብግብረ ሽበራ ተኸሲሶም ኣብ ቀይዲ ኣትዮም ከምዘለዉ ተገሊጹ ኣሎ። ነዚ ዝምልከት ካብ ኢትዮጵያ ዝተላእከ ጸብጻብ ቀሪቡ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኡን ብዙሓት ሰባት ብሓይልታት ጸጥታ ይእሰሩ ከምዘለዉ: ካብ ቤት ምኽሪ ሰብ ሕድሪ ኣዲስ ኣበባ ፡ ከምኡውን ናይ ኢሳት ረዲዮን ተለቪዥንን ናይ ቋንቋ ኦሮምኛ ጋዜጠኛ ዝርከብዎምን ካልኦትን ምስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈጥረ ኩነታት ብዝተሓሓዝ ብግብረ ሽበራ ተኸሲሶም ኣብ ቀይዲ ኣትዮም ከምዘለዉ ተገሊጹ ኣሎ። ነዚ ዝምልከት ካብ ኢትዮጵያ ዝተላእከ ጸብጻብ ቀሪቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now