ክፍሊ ሕጊ ፓርላማ ፃንሒት መርማሪ ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ክናዋሕ ሓቲቱ።

ልኡኽና ዝሰደደልና ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንኣሸማጋሊ ሕብረት ኣፍሪቃ ወቒሱ. ኣብ ትግራይ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዝውዕል 126 ሺሕ ኩንታል ሓገዝ ምግቢ ከም ዝቐረበ ተገሊጹ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ፣ንፕረዚደንት ሺ ጂንፒንግ ናይ እንቋዕ ሓጎሰካ መልእኽቲ ከም ዘመሓላለፈ ተገሊጹ። ማእኸላይ ኮሜቴ ውድብ ህወሓት ኣብ ስትራቴጂክ መሪሕነት ዝተርኣየ ድኽመትን ምግምጋሙ ገሊጹ። ክፍሊ ሕጊ ፓርላማ ፃንሒት መርማሪ ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ክናዋሕ ሓቲቱ። ቁፅሪ ኣብ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ዝሞቱ ስደተኛታት ብ3 ዕፅፊ ወሲኹ
Share