ልኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ ዛዕባ መራሕቲ ትግራይ ምስ መራሕቲ ኢትዮጵያ ፖለቲካዊ ዘተ ንምግባር ከም ዝተሰማምዑን። "ሓይሊታት ኣምሓራ እንከይወፁን ዝተመዛበለ ህዝቢ እንከይተመለሰን ሪፈረንደም ኣይካየድን" ከምኡውን ኣብ ትግራይ ንዝተራእየ ጥምየት ሳዕቤኑ ከቢድ ክኸውን ከምዝኽእል ኣቶ ጌታቸው ረዳ ከም ዘጠንቀቐን ዝገልጽ ትሕዝቶ እዩ።
Share

Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Share this with family and friends
