Dessert Locust in East Africa (FAO) Source: FAOኣርእስታት ጸብጻባት ዓዲ፡ ዕስለ ኣንበጣ ምድረ በዳ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሱዳን፣ ሶማልያን ኬንያን ዝኸፍአ ማህሰይቲ ከየውርድ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ። ኤርትራውያን ነበርቲ ጀርመን ንማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኩናት ኤርትራ ንዋታዊ ሓገዝ ኣወፍዮም። ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ጃፓን እስጢፋኖስ አፈወርቂ: ነቲ መራሕቲ ኢትዮጵያ ኣብ መገሻ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናብ መቐለ ኣድሂቦም ዝሃቡዎ መብርሂ 'ትርጉም ዘለዎ ኣይኮነን' ክብሉ ገሊጾምዎ።
ኣርእስታት ጸብጻባት ዓዲ፡ ዕስለ ኣንበጣ ምድረ በዳ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሱዳን፣ ሶማልያን ኬንያን ዝኸፍአ ማህሰይቲ ከየውርድ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ። ኤርትራውያን ነበርቲ ጀርመን ንማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኩናት ኤርትራ ንዋታዊ ሓገዝ ኣወፍዮም። ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ጃፓን እስጢፋኖስ አፈወርቂ: ነቲ መራሕቲ ኢትዮጵያ ኣብ መገሻ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናብ መቐለ ኣድሂቦም ዝሃቡዎ መብርሂ 'ትርጉም ዘለዎ ኣይኮነን' ክብሉ ገሊጾምዎ።