SKIP TO MAIN CONTENT

“እቲ ጉባኤ፡ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ብምርኣይ፡ነቲ ምስሊ ኤርትራ ክጽልም ዝጸንሐ ኩነታት ዝቐየረ እዩ።” ተሳተፍቲ ኣብ ኣስመራ ዝተቓንዐ ዋዕላ ውዳበ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካን ኮሚሽን ቁጠባ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምብራቕ ኣፍሪካ።

Homeland
Source: Supplied

ኣርእስታት፡ ጅቡቲ ካብ ኢትዮጵያ ፅሩይ ዝስተ ማይ ስሒባ ኣብ ን30 ዓመታት ረብሓ ክተውዕሎ ዝተሃንጸ ፕሮጀክት ተዛዚሙ ግን ሰኣን ሓይሊ ኤለክትሪክ ናብ ስራሕ ኣይኣተወን ተባሂሉ። ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተቓንዐ ዋዕላ ውዳበ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካን ኮሚሽን ቁጠባ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምብራቕ ኣፍሪካ ንዝተጋብኣ 14 ሃገራት ተሞክሮ ከም ዘካፈለት ተሳተፍቲ ተዛሪቦም። ኣብ ኣሜሪካ ፓትርያርክ አቡነ እንጦንዮስ ክፍትሑ ዝጠልብ ሰልፊ ተኻይዱ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ ብዓሌታዊ ጎንፂ 2ተ ተምሃሮ ተቐቲሎም ካለኦት 8 ከም ዝቖሰሉ ተሓቢሩ። ኣብ መቐለ መጥቃዕቲ ደቂ አነስትዮ ጠጠው ክብል ዝሓትት ሰልፊ ተሳሊጡ።

Published

By Tsegay Kinfe

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት፡ ጅቡቲ ካብ ኢትዮጵያ ፅሩይ ዝስተ ማይ ስሒባ ኣብ ን30 ዓመታት ረብሓ ክተውዕሎ ዝተሃንጸ ፕሮጀክት ተዛዚሙ ግን ሰኣን ሓይሊ ኤለክትሪክ ናብ ስራሕ ኣይኣተወን ተባሂሉ። ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተቓንዐ ዋዕላ ውዳበ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካን ኮሚሽን ቁጠባ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምብራቕ ኣፍሪካ ንዝተጋብኣ 14 ሃገራት ተሞክሮ ከም ዘካፈለት ተሳተፍቲ ተዛሪቦም። ኣብ ኣሜሪካ ፓትርያርክ አቡነ እንጦንዮስ ክፍትሑ ዝጠልብ ሰልፊ ተኻይዱ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ ብዓሌታዊ ጎንፂ 2ተ ተምሃሮ ተቐቲሎም ካለኦት 8 ከም ዝቖሰሉ ተሓቢሩ። ኣብ መቐለ መጥቃዕቲ ደቂ አነስትዮ ጠጠው ክብል ዝሓትት ሰልፊ ተሳሊጡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now