SKIP TO MAIN CONTENT

“ድሕሪ’ቲ ምስ ኢትዮጵያ ዝተኸተመ ስምምዕ ሰላምን’ውን፡ ንኤርትራውያን ካብ ሃገሮም ንምፍላስ ሸርሒ ቀጺሉ ኣሎ” መንግስቲ ኤርትራ (ካብ ጸብጻባት)

News
Source: IOM

ኣብ ኦሮምያን ትግራይን ዝመደብረነረ 4 ጣብያታት ቴሌቪዥን ብመንግስቲ ኣምሓራ ተኸሲሰን፡፡ ኣብ የመን ልዕሊ 3 ዓመታት ዝተኣስሩ ካብ 600 ዝዛይዱ ኢትዮጵያውያን መንግስቶም ክበፅሓሎም ሓቲቶም፡ ብኻልእ ወገን ካብ ኬንያ ናብ ኡጋንዳ ዝኸዱ ዝነበሩ 6 ኤርትራውያን ብሓደጋ መኪና ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ መንግስቲ ኤርትራ ንትካላት ስለያ እስራኤልን ኣሜሪካን ዝኸስስ መግለፂ ድሕሪ 9 ዓመታት ዘርጊሑ፡፡ ዝብሉን ካልኦትን

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኦሮምያን ትግራይን ዝመደብረነረ 4 ጣብያታት ቴሌቪዥን ብመንግስቲ ኣምሓራ ተኸሲሰን፡፡ ኣብ የመን ልዕሊ 3 ዓመታት ዝተኣስሩ ካብ 600 ዝዛይዱ ኢትዮጵያውያን መንግስቶም ክበፅሓሎም ሓቲቶም፡ ብኻልእ ወገን ካብ ኬንያ ናብ ኡጋንዳ ዝኸዱ ዝነበሩ 6 ኤርትራውያን ብሓደጋ መኪና ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ መንግስቲ ኤርትራ ንትካላት ስለያ እስራኤልን ኣሜሪካን ዝኸስስ መግለፂ ድሕሪ 9 ዓመታት ዘርጊሑ፡፡ ዝብሉን ካልኦትን

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now