SKIP TO MAIN CONTENT

“ጠንቂ ምንጻል ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ፡ ዓንቀጽ ሰለስተ ናይ ዉጫለ ውዕል እዩ።” ኣብ መመረቕታ መጽሓፍ “የኢትዮ-ኤርትራ ስንክሳር”

Homeland
Source: AP

ኤርትራ ዋዕላ ኮሚቴ ላዕለዎት ሰብ መዚ ውዳበ መንግስታትን ክኢላታት ቁጠባ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ንቀርኒ ኣፍሪካ ተሳልጥ ኣላ። ትማሊ ሰሉስ የኢትዮ-ኤርትራ ስንክሳር ዝተሰምየ መፅሓፍ ክምረቕ እንከሎ ብሃፀይ ሚኒሊክ ምስ ጣልያን ዝተኸተመ ውዕሊ ውጫለ ዓንቀጽ ሰለስተ ኤርትራ ንክትንፀል ጠንቂ ነይሩ ተባሂሉ። ንኢታማዦር ሹም ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ጀነራል ሰዓረ መኮነንን ብጻዮም ሜ/ጀነራል ገዛኢ ኣብራን ብምቕታል ዝተጠርጠረ ወታደር መሳፍንት ጥጋቡ ድሕሪ 6 ወርሒ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ። ኣብ ትግራይ ሃገራዊ ፓርክ ቃፍታ ሸራሮ ብዝተወለዐ ባርዕ ዛጊት ሓደ ሽሕ ሄክታር ኣካል እቲ ፓርክ ብሓዊ ነዲዱ።

Published

By Tsegay Kinfe

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኤርትራ ዋዕላ ኮሚቴ ላዕለዎት ሰብ መዚ ውዳበ መንግስታትን ክኢላታት ቁጠባ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ንቀርኒ ኣፍሪካ ተሳልጥ ኣላ። ትማሊ ሰሉስ የኢትዮ-ኤርትራ ስንክሳር ዝተሰምየ መፅሓፍ ክምረቕ እንከሎ ብሃፀይ ሚኒሊክ ምስ ጣልያን ዝተኸተመ ውዕሊ ውጫለ ዓንቀጽ ሰለስተ ኤርትራ ንክትንፀል ጠንቂ ነይሩ ተባሂሉ። ንኢታማዦር ሹም ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ጀነራል ሰዓረ መኮነንን ብጻዮም ሜ/ጀነራል ገዛኢ ኣብራን ብምቕታል ዝተጠርጠረ ወታደር መሳፍንት ጥጋቡ ድሕሪ 6 ወርሒ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ። ኣብ ትግራይ ሃገራዊ ፓርክ ቃፍታ ሸራሮ ብዝተወለዐ ባርዕ ዛጊት ሓደ ሽሕ ሄክታር ኣካል እቲ ፓርክ ብሓዊ ነዲዱ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now