SKIP TO MAIN CONTENT

“ን 2.4 ሚልዮን ዝተመዛበሉ ዜጋታት ኢትዮጵያ ዝውዕል 300 ሚልዮን ዶላር እንተዘይቀሪቡ ሰብኣዊ ቅልውላው ከጋጥም ይኽእል እዩ” ፡ ጸብጻብ ካብ ኢትዮጵያ

News
Source: Tsegay Kinfe

ትግራይ ዝሓቖፈቶም ፀጋታት ቱሪዝም ብፅሑፍ፣ ስእልን ምልክትን ዝመርሕ ካርታ ቱሪዝም ብቋንቋታት ትግርኛን እንግሊዝን ተሰናዲኡ ኣብ መቐለ ተመሪቑ፡፡ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት ብነጻነት ፕረስ ሰጒማ ተባሂሉ። “ን 2.4 ሚልዮን ዝተመዛበሉ ዜጋታት ኢትዮጵያ ዝውዕል 300 ሚልዮን ዶላር እንተዘይቀሪቡ ሰብኣዊ ቅልውላው ከጋጥም ይኽእል እዩ” ክብል መተሓባባሪ ሰብኣዊ ሓገዝ ውድብ ሕቡራት ሃገራት አጠንቂቑ፡፡ ዝሓለፈ ታሕሳስ ክዕደል እናተገብኦ ዝተጓተተ መጣየሺ መሬት ንልዕሊ 9000 መንእሰያት ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሕን ፈረቓን ክዕድል ከም ዝወጠነ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ሓቢሩ ፤ ምምሕዳር ከተማ ሽረ ድማ ንልዕሊ 2000 ሰባት መንበሪ ዝስረሐሉ መሬት ዓዲሉ ዝብሉን ካልኦት ፀብፃባትን ኣብዚ ልጋብ ጠዊቖም ይስምዑ፡፡

Published

By Tsegay Kinfe

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ትግራይ ዝሓቖፈቶም ፀጋታት ቱሪዝም ብፅሑፍ፣ ስእልን ምልክትን ዝመርሕ ካርታ ቱሪዝም ብቋንቋታት ትግርኛን እንግሊዝን ተሰናዲኡ ኣብ መቐለ ተመሪቑ፡፡ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት ብነጻነት ፕረስ ሰጒማ ተባሂሉ። “ን 2.4 ሚልዮን ዝተመዛበሉ ዜጋታት ኢትዮጵያ ዝውዕል 300 ሚልዮን ዶላር እንተዘይቀሪቡ ሰብኣዊ ቅልውላው ከጋጥም ይኽእል እዩ” ክብል መተሓባባሪ ሰብኣዊ ሓገዝ ውድብ ሕቡራት ሃገራት አጠንቂቑ፡፡ ዝሓለፈ ታሕሳስ ክዕደል እናተገብኦ ዝተጓተተ መጣየሺ መሬት ንልዕሊ 9000 መንእሰያት ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሕን ፈረቓን ክዕድል ከም ዝወጠነ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ሓቢሩ ፤ ምምሕዳር ከተማ ሽረ ድማ ንልዕሊ 2000 ሰባት መንበሪ ዝስረሐሉ መሬት ዓዲሉ ዝብሉን ካልኦት ፀብፃባትን ኣብዚ ልጋብ ጠዊቖም ይስምዑ፡፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now