ሚኒስትሪ ትምህርቲኢትዮጵያ ኣብ ግብሪ ከውዕሎ ዝሓሰቦ ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ብኦሮምያን ትግራይን ተነፂጉ፡፡ ብሰሪ ውሕጅን ዝናብ ክረምትን ልዕሊ 23 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ተባሂሉ፡፡ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፖለቲካዊ ለውጢ ንድሕሪት ከይምለስ ስግኣታት ከም ዘለዎም ፖለቲከኛታት ገሊፆም፡፡ ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ካብ ኢትዮጵያ ።
Share

Published
Updated
By Tsegay Kinfe
Source: SBS
Share this with family and friends