SKIP TO MAIN CONTENT

ኢትዮጵያን ኤርትራን : ማሕበረ ሰብ ዓለም ኣብ ምእላይ ጎንጽን ለውጢ ክሊማን መፍትሒ ከናዲ ሓቲተን።

Homeland News
Source: UN News

ሩስያን አመሪካን በብወገነን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ቴክኖሎጂ፣ ቁጠባ፣ ኒውክለርን ካልኦት ተዛመድቲ ጉዳያትን ዘትየን። ተሓጋጋዚት ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራ ኣብ ዘቃንዕኦ ናይ ክልተ መዓልታት ዑደት መንግስቲ ኤርትራ ምስ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተላፊኑ ኣብ ዝዓዮም ልምዓታዊ ንጥፈታት ዘድሃበ ልዝብ ኣቃኒዐን። ላዕለዋይ ኣማካሪ ቁጠባ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣርከበ ዕቑባይ ምስ ክልተ ኤስያውያን ምሁራን ኮይኖም ክልተ መፃሕፍቲ ንንባብ ኣብቂዖም። ሩስያን አመሪካን በቢገፀን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ቴክኖሎጂ፣ ቁጠባ፣ ኒውክለርን ካልኦት ተዛመድቲ ጉዳያትን ዘትይን። ተሓጋጋዚት ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራ ኣብ ዘቃንዕኦ ናይ ክልተ መዓልታት ዑደት መንግስቲ ኤርትራ ምስ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተላፊኑ ኣብ ዝዓዮም ልምዓታዊ ንጥፈታት ዘድሃበ ልዝብ ኣቃኒዐን። ላዕለዋይ ኣማካሪ ቁጠባ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣርከበ ዕቑባይ ምስ ክልተ ኤስያውያን ምሁራን ኮይኖም ክልተ መፃሕፍቲ ንንባብ ኣብቂዖም። ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ መበል 74 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ማሕበረ ሰብ ዓለም ኣብ ምእላይ ጎንፅን ለውጢ ነባሪ ኣየርን መፍትሒ ከናዲ ሓቲተን።

Published

By Tsegay Kinfe

Source: SBS

Skip to podcast episode content

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now