Source: Ethiopian Governmentቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ናይ ዓለም ህያብ ቱሪዝም 2019 ተሰላሚ ክከውን ተሓጽዩ። 70 ቢሊዮን ብር ዕዳ ተሰኪመን ዘለዋ 6 ፕሮጀክትታት ሽኮር ኢትዮጵያ ክሽየጣ እየን። ብዋሕስ ዝተፈትሑን ክፍትሑ ቤት ፍርዲ ዝወሰነሎም ክሱሳት ክልተ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኢትዮጵያ መሰል ዋሕሶም ተኸልኪሎም። ድምር ዕዳ ኢትዮጵያ 52.57 ቢልዮን ዶላር ከም ዝበፅሐ ሚንስትሪ ገንዘብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ናይ ዓለም ህያብ ቱሪዝም 2019 ተሰላሚ ክከውን ተሓጽዩ። 70 ቢሊዮን ብር ዕዳ ተሰኪመን ዘለዋ 6 ፕሮጀክትታት ሽኮር ኢትዮጵያ ክሽየጣ እየን። ብዋሕስ ዝተፈትሑን ክፍትሑ ቤት ፍርዲ ዝወሰነሎም ክሱሳት ክልተ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኢትዮጵያ መሰል ዋሕሶም ተኸልኪሎም። ድምር ዕዳ ኢትዮጵያ 52.57 ቢልዮን ዶላር ከም ዝበፅሐ ሚንስትሪ ገንዘብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።