SKIP TO MAIN CONTENT

ሓጸርቲ ጸብጻብ ካብ ኢትዮጵያ

News
Source: Tsegay Kinfe

ውህደቱ ዘይከምቀደሙ ኢህወደግ ሎሚ ሰኑይ ኣኼባ ይጅምር፡፡ ኣብ ድሬዳዋ ጎንፂ ይቕፅል ናይ ኢትዮጵያ ፓርክታት ሰሜንን ባሌን ብባርዕ ይበርሳ፡፡ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ራዕዲ ኣፍሺለ ትብል፡፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ተሓጋጋዚት ፕሮፌሰር ዶ.ር ዘቢባ የኑስ ተዓዋቲት ኣፍሪካ ሪሰርች ኮይነን 12 ሚልየን ብር ይሽለማ::

Published

By Tsegay Kinfe

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ውህደቱ ዘይከምቀደሙ ኢህወደግ ሎሚ ሰኑይ ኣኼባ ይጅምር፡፡ ኣብ ድሬዳዋ ጎንፂ ይቕፅል ናይ ኢትዮጵያ ፓርክታት ሰሜንን ባሌን ብባርዕ ይበርሳ፡፡ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ራዕዲ ኣፍሺለ ትብል፡፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ተሓጋጋዚት ፕሮፌሰር ዶ.ር ዘቢባ የኑስ ተዓዋቲት ኣፍሪካ ሪሰርች ኮይነን 12 ሚልየን ብር ይሽለማ::

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now