Mereb Bridg Source: BBC“ብዛዕባ ተዓጽዩ ዘሎ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝፈልጦ ጉዳይ የብለይን” ሚኒስትሪ ጉዳያት ኢትዮጵያ። “ዶብ ተኸፊቱ ኣብዝነበረ ዉሑድ ኣዋርሕ ኣስታት 27 ሽሕ ኤርትራዊያን ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ሓቲቶም ከምዘለዉን ብዙሓት ኣሻሓት ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ኣትዮም ተሪፎም ኣለዉ” ሪፖርተር። “ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ህያብ ዓመተ 2018 እዩ” ኣንቶኒዮ ጉተረዝ “ህዝቢ ኤርትራ እንቋ ዕ ናብ 2019 ኣብጽሓካ፣ ርክብ ክልቲኡ ህዝቢታት ክዓቢ መንግስቲ ትግራይ ክሰርሕ እዩ።” መልእኽቲ ቢሮ ርክብ መንግስትን ትግራይ
“ብዛዕባ ተዓጽዩ ዘሎ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝፈልጦ ጉዳይ የብለይን” ሚኒስትሪ ጉዳያት ኢትዮጵያ። “ዶብ ተኸፊቱ ኣብዝነበረ ዉሑድ ኣዋርሕ ኣስታት 27 ሽሕ ኤርትራዊያን ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ሓቲቶም ከምዘለዉን ብዙሓት ኣሻሓት ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ኣትዮም ተሪፎም ኣለዉ” ሪፖርተር። “ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ህያብ ዓመተ 2018 እዩ” ኣንቶኒዮ ጉተረዝ “ህዝቢ ኤርትራ እንቋ ዕ ናብ 2019 ኣብጽሓካ፣ ርክብ ክልቲኡ ህዝቢታት ክዓቢ መንግስቲ ትግራይ ክሰርሕ እዩ።” መልእኽቲ ቢሮ ርክብ መንግስትን ትግራይ