ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ግዳም ዝሓድሩ ሰባት እናበዝሑ ይኸዱ ኣለዉ። ኣብ ናይዝሓለፈ ቆጸራ ህዝቢ ልዕሊ 11600 ሰባት ቀዋሚ መንበሪ ቤት ከምዘይብሎም ተፈሊጡ ነይሩ። ንኣብ ግዳም ሓደርነት ዝኸውን ፍሉጥ ሃገራዊ መደብ ኣብ ዘይብሉን ሕጽረት ሕሱር መንበሪ ኣባይቲ ኣብ ዘለወሉ እዋንን እዚ ኩነታት እናተመሓየሸ ከምዝኸይድ ዘመላኽት ነገር የለን።
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends