Source: UN Newsኣርእስታት፡ ትካል ነዳዲ ኣራምኮ ስዑዲ ዓረብ ብርኪታት ምሻጥ ጀሚሩ። እቲ ንፕረሲደንት ነበር ዑመር ኣልበሽር ን 30 ዓመታት ኣብ ስልጣን ክጸንሕ ዝገበረ ሰልፊ ክእገድ ዝጽዉዕ ሰልፊ ኣብ ሱዳን ከምዝተኻየደ ተፈሊጡ። ኣብ ጂቡቲ ዝግበር ዘሎ ሰላማዊ ተቓዉሞ ሓይሊታት ጸጥታ ክብትንዎ ይፍትኑ ኣለዉ። ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ካብቶም ብባሕሪ ክሰግሩ ብመሬት እናተጓዕዙ ዝሞቱ ይበዝሑ።
ኣርእስታት፡ ትካል ነዳዲ ኣራምኮ ስዑዲ ዓረብ ብርኪታት ምሻጥ ጀሚሩ። እቲ ንፕረሲደንት ነበር ዑመር ኣልበሽር ን 30 ዓመታት ኣብ ስልጣን ክጸንሕ ዝገበረ ሰልፊ ክእገድ ዝጽዉዕ ሰልፊ ኣብ ሱዳን ከምዝተኻየደ ተፈሊጡ። ኣብ ጂቡቲ ዝግበር ዘሎ ሰላማዊ ተቓዉሞ ሓይሊታት ጸጥታ ክብትንዎ ይፍትኑ ኣለዉ። ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ካብቶም ብባሕሪ ክሰግሩ ብመሬት እናተጓዕዙ ዝሞቱ ይበዝሑ።