SKIP TO MAIN CONTENT

ዜናታት ቀርኒ አፍሪቃን ከባቢኡን

HornAfrica
Source: APP

ኩነታት ሰብአዊ መሰላት አብ ኤርትራ ከምዘይተመሃየሸ ባይቶ ሰብአዊ መሰላት ገሊጹ። ሱዳን ቁጠባኣ ከተረጋግእ ናይ 300 ሚሊዮን ዶላር ልቓሕ ረኺባ፡ ህዝባዊ ተቓዉሞ ዳግም ተባሪዑ። ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጌዴኦ ብመዓልቲ ካብ 3 – 4 ሰብ ብጥምየትብ ይመውት ከም ዘሎ ተፈሊጡ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኩነታት ሰብአዊ መሰላት አብ ኤርትራ ከምዘይተመሃየሸ ባይቶ ሰብአዊ መሰላት ገሊጹ። ሱዳን ቁጠባኣ ከተረጋግእ ናይ 300 ሚሊዮን ዶላር ልቓሕ ረኺባ፡ ህዝባዊ ተቓዉሞ ዳግም ተባሪዑ። ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጌዴኦ ብመዓልቲ ካብ 3 – 4 ሰብ ብጥምየትብ ይመውት ከም ዘሎ ተፈሊጡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now