SKIP TO MAIN CONTENT

ጐዕዞ ሓድነት ኣፍሪቃ (ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን)

Horn of Africa
Source: AFP

መራሕቲ ሕብረት ኣፍርቃ ዓመታዊ ኣኼባኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጀሚሮም ኣለዉ። እዚ ሕብረት 55 ሃገራት ኣባላት ዘለዉዎ ኮይኑ ኣብ 2001 ከም ሕብረት ኮይኑ ካብ ዝቐውም በብዓመቱ መራሕቲ ኣባላቱ እናተኣከቡ መብዛሕትኡ ተግባራዊ ዘይከውን መብጽዓታት ተመባጺዖም ኣብ ክቡራት ሆቴላትን መዛናግዒታትን ተዘናጊዖምን ተወኒሶምን እዮም ነናብ ሃገሮም ዝፋነዉ። መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ጸገማት ኣፍሪቃ ብኣፍሪቃዊ ፍታሕ እናበሉ እዮም ነቲ ሕብረት ከካይድዎ ጸኒሖም፡ እቲ ሕብረት ግን ብሓቂ ነቲ ክብሎ ዝጸንሐ ተዓዊትሉ ድዩ፧ ንንጥፈታት እቲ ሕብረት ዝትንትን ትሕዝቶ ኣብ ዜናታት ቀኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን ቀሪብና ኣለና።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መራሕቲ ሕብረት ኣፍርቃ ዓመታዊ ኣኼባኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጀሚሮም ኣለዉ። እዚ ሕብረት 55 ሃገራት ኣባላት ዘለዉዎ ኮይኑ ኣብ 2001 ከም ሕብረት ኮይኑ ካብ ዝቐውም በብዓመቱ መራሕቲ ኣባላቱ እናተኣከቡ መብዛሕትኡ ተግባራዊ ዘይከውን መብጽዓታት ተመባጺዖም ኣብ ክቡራት ሆቴላትን መዛናግዒታትን ተዘናጊዖምን ተወኒሶምን እዮም ነናብ ሃገሮም ዝፋነዉ። መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ጸገማት ኣፍሪቃ ብኣፍሪቃዊ ፍታሕ እናበሉ እዮም ነቲ ሕብረት ከካይድዎ ጸኒሖም፡ እቲ ሕብረት ግን ብሓቂ ነቲ ክብሎ ዝጸንሐ ተዓዊትሉ ድዩ፧ ንንጥፈታት እቲ ሕብረት ዝትንትን ትሕዝቶ ኣብ ዜናታት ቀኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን ቀሪብና ኣለና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now