ኣብ ሱዳን ዝተገብረ ለውጢ ዝመርሑ ሰልፈኛታት ምስቲ አብ መሪሕነት መጺኡ ዘሎ ባይቶ ሰራዊት ርክቦም ከምዘቋረጹ ተፈሊጡ። ብጀነራል ሓፍታር ዝምራሕ ሰራዊት ንዋና ከተማ ሊብያ ክቖጻጸር ይግስግስ ጥራብሎስ ብደብዳብ ነፈርቲ ትናወጽ ግብጻዊያን፡ ፕረሲደንት አልሲሲ ክሳብ 2030 ኣብ ስልጣን ክጸንሕ ዘግብር ረፈረንደም ድምጾም ክህቡ ዊዒሉ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

