Source: European Union in Eritreaሓለፍቲ ሕብረት ኣውሮጳ ነቲ ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽብ ዝህነጽ ዘሎ ጽርግያታት ተዓዚቦም። ንነዊሕ ኣዋርሕ ክዳሎ ዝጸንሐ ዉዕል ንግዲ ኢትዮ-ኤርትራ ከምዝተወደአን ክልቲኤን ሃገራት ናይ መወዳእታ ንኸጽድቓኦ ይጽበ ከምዘሎ ተፈሊጡ። ሚኒስተራት ፋይናንስ ተበግሶ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ጂቡቲ ይጋብኡ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዝተፈላለዩ ከባቢታት ብዝር አ ዘሎ ግጭታት ህይወት ሰባት ይሓልፍ ኣሎ።
ሓለፍቲ ሕብረት ኣውሮጳ ነቲ ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽብ ዝህነጽ ዘሎ ጽርግያታት ተዓዚቦም። ንነዊሕ ኣዋርሕ ክዳሎ ዝጸንሐ ዉዕል ንግዲ ኢትዮ-ኤርትራ ከምዝተወደአን ክልቲኤን ሃገራት ናይ መወዳእታ ንኸጽድቓኦ ይጽበ ከምዘሎ ተፈሊጡ። ሚኒስተራት ፋይናንስ ተበግሶ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ጂቡቲ ይጋብኡ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዝተፈላለዩ ከባቢታት ብዝር አ ዘሎ ግጭታት ህይወት ሰባት ይሓልፍ ኣሎ።