SKIP TO MAIN CONTENT

ፍልይቲ መርማሪት ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ስርሓ ክሳብ ሰነ 2020 ንሓደ ዓመት ተናዊሑ። (ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን)

East Africa News
Source: Getty Images

ብመጥቃዕቲ ግብረ ሽበራ ኣብ ኪስማዮ ሶማሊያ፡ 3 ኬናዊያን, 2 አመሪካዊያንን ሓደ ብሪጣኒያዊን ዝርከብዎም 26 ሰባት ተቐቲሎም። ሱዳናዊያን ነቶም ኣብ ወርሒ ሰነ ዝተቐትሉ ሰላማዊ ሰልፈኛታት ንምዝካር ዳግም ናብ ጽርግያታት ይወጹ፡ ኣብቲ ናይትማሊ ብሓይልታት ጸጥታ ብዝተፈነወ መጥቃዕቲ ሞትን መቑሰልቲን ኣጋጢሙ። ፍልይቲ መርማሪት ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ስርሓ ክሳብ ሰነ 2020 ንሓደ ዓመት ተናዊሑ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብመጥቃዕቲ ግብረ ሽበራ ኣብ ኪስማዮ ሶማሊያ፡ 3 ኬናዊያን, 2 አመሪካዊያንን ሓደ ብሪጣኒያዊን ዝርከብዎም 26 ሰባት ተቐቲሎም። ሱዳናዊያን ነቶም ኣብ ወርሒ ሰነ ዝተቐትሉ ሰላማዊ ሰልፈኛታት ንምዝካር ዳግም ናብ ጽርግያታት ይወጹ፡ ኣብቲ ናይትማሊ ብሓይልታት ጸጥታ ብዝተፈነወ መጥቃዕቲ ሞትን መቑሰልቲን ኣጋጢሙ። ፍልይቲ መርማሪት ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ስርሓ ክሳብ ሰነ 2020 ንሓደ ዓመት ተናዊሑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now