አልሲሲ ካብስልጣኑ ክወርድ ድምጹ ከስምዕ፡ ህዝቢ ግብጺ ዳግማይ ናብ ጽርግያ ውጺኡ። ንኣከዳድና ደቂ ኣንስትዮ በጻሕቲ ናብ ሱዕዲ ዓረብ ዝምልከት ሕጊ ዘፍኩስ ሓዲሽ ቪዛ ይጅመር። ኣብ ኤርትራ ብዘይ ወግዓዊ ኣገባብ ናብ ኢትዮጵያ ክሰግሩ ዝተታሕዙ ዜጋታት በቲ ቅድሚ ዕርቂ ክልቲኤን ሃገራት "ስግረ-ዶብ ኪኸዱ ተታሒዞም" ዝበሃል ኣገባብ ይእሰሩ ከምዘለዉ ተፈሊጡ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends