Source: European Unionካልኦት ዜናታት፥ ኣብ ታንዚያ ቅድሚ ተመዲቡ ዘሎ ምርጫ ፕርሲድርንት ማጉፉሊ ንፓርላማኡ በቲኑ። ኣብ መንበሪ ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬኒያታ ዝሰርሑ ኣርባዕተ ሰባት ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፎም። ኣስታት 50 ዝኾኑዓበይቲዓዲ: ፍሉጣት ሰባትን መራሕቲ ሃይማኖት ኢትዮጵያ ናብ መቐለ ብምጋሽኣብ መንጎ መንግስቲ ክልል ትግራይን መንግስቲ ፌዴራልን ተፈጢሩ ዘሎ ፍሕፍሕ ንምትዕራቕ ምስ ሰብ መዚ ትግራይ ዘትዮም።
ካልኦት ዜናታት፥ ኣብ ታንዚያ ቅድሚ ተመዲቡ ዘሎ ምርጫ ፕርሲድርንት ማጉፉሊ ንፓርላማኡ በቲኑ። ኣብ መንበሪ ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬኒያታ ዝሰርሑ ኣርባዕተ ሰባት ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፎም። ኣስታት 50 ዝኾኑዓበይቲዓዲ: ፍሉጣት ሰባትን መራሕቲ ሃይማኖት ኢትዮጵያ ናብ መቐለ ብምጋሽኣብ መንጎ መንግስቲ ክልል ትግራይን መንግስቲ ፌዴራልን ተፈጢሩ ዘሎ ፍሕፍሕ ንምትዕራቕ ምስ ሰብ መዚ ትግራይ ዘትዮም።