SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብዚ ቅሩብ እዋን ቁጠባዊ ተኣምር ኣብ ኣፍሪቃ ክርአ ድዩ? (ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን)

Horn of Africa
FILE - In this June 3, 2019 file photo, a protester flashes the victory sign in front of burning tires and debris on road Source: AP

'ኣይፋል ንውልቀ ምልክነት” ዝብል ጭርሖ ኣልዒሎም ኣልጀሪያዊያን ኣብ መዓልቲ ነጻነቶም ሰላማዊ ሰልፊ ወጺኦም። መራሕቲ ኣፍሪቃ ናይ ነጻ ዞባ ንግዲ ንምግባር ይሰማምዑ፡ ቁጠባዊ ተኣምር ኣብ ኣፍሪቃ ክርአ ድዩ? ኣብ ሱዳን ምቕርሐ ስልጣን ክግበር ኣብ ስምምዕ እንተተበጽሐ’ኳ ፖለቲካዊ ስግግር ገና ኣብ ሓደጋ ከምዘሎ ተገሊጹ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

'ኣይፋል ንውልቀ ምልክነት” ዝብል ጭርሖ ኣልዒሎም ኣልጀሪያዊያን ኣብ መዓልቲ ነጻነቶም ሰላማዊ ሰልፊ ወጺኦም። መራሕቲ ኣፍሪቃ ናይ ነጻ ዞባ ንግዲ ንምግባር ይሰማምዑ፡ ቁጠባዊ ተኣምር ኣብ ኣፍሪቃ ክርአ ድዩ? ኣብ ሱዳን ምቕርሐ ስልጣን ክግበር ኣብ ስምምዕ እንተተበጽሐ’ኳ ፖለቲካዊ ስግግር ገና ኣብ ሓደጋ ከምዘሎ ተገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now