Source: Reutersሕጊ ምርጫ ኢትዮጵያ ለውጢ ተጌርሉ፡ ሰልፊታት ተቓወምቲ አይቅበልዎን። ዕጡቓት ሖቲ ኣብ ማዕርፎ ነፈርቲ ሱዕዲ 10 ብላስቲካዊ ሚሳይል ተኩሶም። ኣሕመድ ሞሓመድ እስላም (ማዶበ) ፕረሲደንት ጁባላንድ ሶማሊያ ኮይኑ ዳግም ተመሪጹ።
ሕጊ ምርጫ ኢትዮጵያ ለውጢ ተጌርሉ፡ ሰልፊታት ተቓወምቲ አይቅበልዎን። ዕጡቓት ሖቲ ኣብ ማዕርፎ ነፈርቲ ሱዕዲ 10 ብላስቲካዊ ሚሳይል ተኩሶም። ኣሕመድ ሞሓመድ እስላም (ማዶበ) ፕረሲደንት ጁባላንድ ሶማሊያ ኮይኑ ዳግም ተመሪጹ።