Sudanese protesters chant slogans during a protest outside the army headquarters in Khartoum, Sudan, 02 May 2019. Source: EPAኣብ ሱዳን ኣማኢት ኣሻሓት ህዝቢ ኣብ ኣፍደገ ማእከላይ ቤት ጽሕፈት ምክልኻል ኣብ ካርቱም ተኣኪቦም ስልጣን ናብ ህዝቢ ክሰጋገር ጸቕጢ ይገብሩ ኣለዉ። ኣብ ከተማ ባሕር ዳር ሻሙናይ ፎረም ጣና ተኸፊቱ፡ ስምም ዕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ንክልቲኦም ህዝቢታት ብወግዒ ክግለጸሎም ሓቲቱ። ኣብ ኡጋንዳ ገደብ ፕረሲደንታዊ ዕድመ ክእለ ስለተገብረ ዉሩይ ተጣባቕን ሙዚቀኛን ቦብ ዋይን ተቓዊሙ::
ኣብ ሱዳን ኣማኢት ኣሻሓት ህዝቢ ኣብ ኣፍደገ ማእከላይ ቤት ጽሕፈት ምክልኻል ኣብ ካርቱም ተኣኪቦም ስልጣን ናብ ህዝቢ ክሰጋገር ጸቕጢ ይገብሩ ኣለዉ። ኣብ ከተማ ባሕር ዳር ሻሙናይ ፎረም ጣና ተኸፊቱ፡ ስምም ዕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ንክልቲኦም ህዝቢታት ብወግዒ ክግለጸሎም ሓቲቱ። ኣብ ኡጋንዳ ገደብ ፕረሲደንታዊ ዕድመ ክእለ ስለተገብረ ዉሩይ ተጣባቕን ሙዚቀኛን ቦብ ዋይን ተቓዊሙ::