ኣብ ሱዳን ፕረሲደንት ኣልበሺር ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝሓትት ናይ ተቓዉሞ ሰልፊ ኣብ ዝለዓለ ጥርዙ በጺሑ። ሓዲሽ አዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ምስ ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ዘትዩ። ንትሩቡሊ ንምቁጽጻር ዝግበር ዘሎ ደማዊ ኲናት ሊብያ ናብ ዝለዓለ ብራኸ ዓሪጉ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

