Source: Moment RMምርጫ አውስትራሊያ 2019 አብዚ ወርሒ ማለት 18 ግንቦት ክግበር እዩ። ህዝቢ አባላት መበል 46 ፓርላማ ኣውስትራሊያ ንምምራጽ ድምጹ ክህብ እዩ። ህዝቢ ነየናይ ኣካል መንግስቲን ብኸመይን ከምዝመርጽ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
ምርጫ አውስትራሊያ 2019 አብዚ ወርሒ ማለት 18 ግንቦት ክግበር እዩ። ህዝቢ አባላት መበል 46 ፓርላማ ኣውስትራሊያ ንምምራጽ ድምጹ ክህብ እዩ። ህዝቢ ነየናይ ኣካል መንግስቲን ብኸመይን ከምዝመርጽ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።