Source: Getty Imagesኣብዚ ዘለናዮ ኩነታት ዓለማዊ ለበዳ፡ ኣባላት ቤተሰብናን መቕርብናን ብሞት ክፍለዩና ከምቲ ኣብ ንቡር ኩነታት ንገብሮ ዝነበርና ክንገብር ስለዘይከኣለና ንሓዘና ዝያዳ የኽብዶ ኣሎ። ምስዚ ኩነታት ንምኻድ ኣብዚ ብምኽንያት ኮቪድ -19 ዘሎ ቀይዲ ዝኸይድ ሰባት ሓዘኖም ዝገልጽሉ ዝተፈላለዩ ሜላታት ይጥቀሙ ኣለዉ።
ኣብዚ ዘለናዮ ኩነታት ዓለማዊ ለበዳ፡ ኣባላት ቤተሰብናን መቕርብናን ብሞት ክፍለዩና ከምቲ ኣብ ንቡር ኩነታት ንገብሮ ዝነበርና ክንገብር ስለዘይከኣለና ንሓዘና ዝያዳ የኽብዶ ኣሎ። ምስዚ ኩነታት ንምኻድ ኣብዚ ብምኽንያት ኮቪድ -19 ዘሎ ቀይዲ ዝኸይድ ሰባት ሓዘኖም ዝገልጽሉ ዝተፈላለዩ ሜላታት ይጥቀሙ ኣለዉ።