ናይ ኣእምሮ ጸገም ኣብ ኩልና ከጋጥም ዝኽእል ስለዝኾነ እቲ ደገፍ'ውን ድሉው'ዩ

Source: Getty Images
ኣብ ሓድሽ ሃገር መጺእካ ተረጋጊእካ ክትነብር ብዙሓት ብድሆታት ኣለው። ምድላይ ገዛ፡ ትምህርቲ፡ ስራሕ ኣጨናቒ’ዩ፡ ኣብ ኣእምሮኣዊ ጥዕናና ኸኣ ጽልዋ ኣለዎ። ኣብ ኣውስትራልያ እቶም ኣብ ጸገም ዝርከቡ/ሓገዝ ዘድልዮም ሰባት ነጻ ደገፍ ዝረኽቡሎም መንገድታት ድሉዋት'ዮም።
Share
Source: Getty Images
SBS World News