SKIP TO MAIN CONTENT

እዛ ሃገር ኣብ ትጥቀመሉ ኣስራርሓ ሕጊ እትዋት ኢኹም | How Australia Works

[JPG]_How-Australia-Works_Ep0.jpg
Artwork and design by Francisco Ortiz Lozano and Yudai Urushima.

መንግስታት፡ ሕግታትን ህዝባዊ ኣገልግሎታትን ኣውስትራልያ ንዕለታዊ ህይወትኩም ብኸመይ ይጸልዉዎ? ብሓቀኛ ዛንታታት ኣቢሉ፡ እዚ መእተዊ ናይ’ቲ ተኸታታሊ መደብ፡ ሓበሬታን ደገፍን ኣብ ዘድልየኩም እዋን ካበይ ትጅምሩን፡ ንሓደ ውሳነ ድማ ብኸመይ ትብድህዎን ትሓቱን የርእየኩም።


Published

Updated

By Josipa Kosanovic

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS



Skip to podcast episode content

መንግስታት፡ ሕግታትን ህዝባዊ ኣገልግሎታትን ኣውስትራልያ ንዕለታዊ ህይወትኩም ብኸመይ ይጸልዉዎ? ብሓቀኛ ዛንታታት ኣቢሉ፡ እዚ መእተዊ ናይ’ቲ ተኸታታሊ መደብ፡ ሓበሬታን ደገፍን ኣብ ዘድልየኩም እዋን ካበይ ትጅምሩን፡ ንሓደ ውሳነ ድማ ብኸመይ ትብድህዎን ትሓቱን የርእየኩም።


መደብ 'How Australia Works' ንመንግስቲ ኣውስትራልያ፡ ሕግታትን ሲቪካዊ ተሳትፎን ንምርዳእ ዝሕግዝ ግብራዊ መምርሒ ኮይኑ፡ መጻእትን ብዙሕ ቋንቋታት ዝዛረቡ ማሕበረሰባትን ኣብ ግምት የእትዩ ዝተዳለወ እዩ።

ብንጹር መግለጺታትን ሓቀኛ ዛንታታትን ኣቢሉ፡ እዚ ተኸታታሊ መደብ፡ ንሰለስተ ቀጸላታት/ደረጃታት መንግስቲ ኣውስትራልያ፡ ተራ ባይቶ፡ ፈጻሚ ኣካል መንግስትን ኣብያተ ፍርድን፡ ከምኡ’ውን ሕግታት ከመይ ይወጹን ይቕየሩን ይድህስስ። እዚ ብተወሳኺ ሕቶታት ከመይ ትሓቱ፡ ስክፍታታትኩም ተልዕሉን ድምጽኹም ተስምዑን ይገልጽ።

ንኩሎም ክፋላት ኣብ'ዚ ተኸታታሊ ፈነወ ብቛንቋኹም ፈትሽዎም።

ኣብ ዝቕጽል ትሕዝቶ ዝቐርብ: ዕለታዊ ንእትጥቀሙሎም ኣገልግሎታት ኣየናይ ቀጸላ መንግስቲ እዩ ሓላፍነት ዘለዎ ፍለጡ።

How Australia Works ብ60 ቋንቋታት ተዳልይልኩም ኣሎ። ነዚ ተኸታታታሊ መደብ ብኻልኦት ቋንቋታት ፈትሽዎ።


Credits:

መደብ How Australia Works ካብ SBS Audio ን Australia Explained ን ዝፍኖ ፖድካስት'ዩ።

ኣአንጋዲ: L-FRESH The LION

ምርምርን ጋዜጠኝነትን፣ ጎንዛሎ ኣጒረጎመዝኮርታ

ዲዛይን ድምጺ፣ ምውህሃድ፣ ኦሪጂናል ሙዚቃን ቴማን: L-FRESH The LION

ኣማኻሪት ሕግን ሲቪክስን: ዶር ጃሲንታ ሳሲን፣ ቤት ትምህርቲ ሕጊ፣ ወስተርን ሲድኒ ዩኒቨርሲቲ

ስርሓት ጥበብን ቅዲን: ፍራንቸስኮ ኦርቲዝን ዩዳይ ኡሩሺማን

ብጆሲፓ ኮሳኖቪች ተጻሒፉ: ተደሪሱን ተዳልዩን

ኤዲተር Australia Explained: ሮዛ ጀርሚያን

ሓላፊት ትምህርታውን መሰረታውያንን ኣገልግሎታት SBS Audio: ጃኒን ጉጋን

ንልምዳውያን ወነንቲ እዚ ፈነወ ወይ ፖድካስት ይዳለወሉን ይስማዓሉን ካብ ዘሎ ኩሎም መሬታት ኣውስትራልያ ኣፍልጦ ንህብ። ንሕሉፋትን ህሉዋትን ዓብይቲ ዓዲ ኣኽብሮትና ንገልጽ፣ ህዝብታት ኣቦሪጂናልን ደሴታት መጻብቦ ቶረስን ቀዳሞት ህዝብታት ናይ'ዛ ኣህጉር ምዃኖም ኣፍልጦ ንህብ።

Parliamentary Material Australian House of Representatives excerpts courtesy of the Parliament of Australia. Copyright Commonwealth of Australia. Used under Creative Commons licence, subject to applicable licence terms.


Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now