Source: Getty Imagesነቶም ፈለማዮም ኣብ ሸመተ ገዛ ዝኣትው ሰባት እዚ እናነሃረ ዝኸይድ ዋጋታት ገዛ ኣብ መላእ ኣውስትራልያ ናብ'ቲ ዕዳጋ ክኣትው ዝያዳ ከቢድ ይገብሮ። ነዚ ዓሊሙ ዝወሃብ ለቓሕ ግን ቁሩብ የቃልሎ።
ነቶም ፈለማዮም ኣብ ሸመተ ገዛ ዝኣትው ሰባት እዚ እናነሃረ ዝኸይድ ዋጋታት ገዛ ኣብ መላእ ኣውስትራልያ ናብ'ቲ ዕዳጋ ክኣትው ዝያዳ ከቢድ ይገብሮ። ነዚ ዓሊሙ ዝወሃብ ለቓሕ ግን ቁሩብ የቃልሎ።